|
|
|||
|
||||
Overview"ሌተናንት ኮሎኔል ታምራት ወንድነህ ኣባል ደርግን ሓላፊ ወተሃደራዊ ስለያ ኣብ ኤርትራን፡ ሓጎስ ገብረኣነንያ ኣባል ማእከላይ ሽማግለ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ኣብ ጕዳይ ኤርትራን ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያን ሰብ መትከልን ራእይን ከም ዝነበሩ፣ ዑስማን ያሲን፡ ኣባል ማከላይ ሽማግለን ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈትን ሓላፊ ስለያዊ ጕዳያት ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራን ርቀት ስለያዊ ውዳበታቱን፣ ተጋዳሊት ኣዜብ በራኺ፡ ካብ ሜዳ ናብ ኣስመራ ሰሊዃ ብምእታው ዝፈጸመቶ ተልእኾን፣ ፕረዚደንት መንግስቱ ሃይለማርያም፡ ""እመኑ ኣይትእመኑ፡ ሻዕብያ፡ ኣቶሚክ ቦምብ ሰሪሒ'ሎ፡"" ዘበሎ ስዕረት ኣብ ሜዳ ኤርትራን መረሕቲ ኲናት ጀነራላ ኢትዮጵያ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ስዕረቶም እንታይ ይብሉ ከም ዝነበሩን፣ መሪሕነት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ፡ ኣብ ክፉትን ዕጹውን ኣኼባታቶም ኣብ ልዕሊ ናጽነት ኤርትራን ህዝባዊ ግንባርሓርነት ኤርትራን ይኣልምዎ ዝነበሩ ስዉር ተጻብኦ ብዕምቆት እተዘንቱ መጽሓፍ'ያ።" Full Product DetailsAuthor: Tsegai TeclemicaelPublisher: Publishdrive Imprint: Publishdrive Dimensions: Width: 14.00cm , Height: 2.90cm , Length: 21.60cm Weight: 0.658kg ISBN: 9780578966403ISBN 10: 0578966409 Pages: 574 Publication Date: 01 August 2016 Audience: Young adult , Teenage / Young adult Format: Paperback Publisher's Status: Active Availability: Available To Order ![]() We have confirmation that this item is in stock with the supplier. It will be ordered in for you and dispatched immediately. Language: Tigrinya Table of ContentsReviewsAuthor InformationTab Content 6Author Website:Countries AvailableAll regions |